Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደው ምስ ሓጋዚ ዳይሬክተር ኤፍ ቢ ኣይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደው ምስ ሓጋዚ ዳይሬክተር ኤፍ ቢ ኣይ ራይመንድ ዱዳ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ክልቲአን ሃገራት ናይ ሓባር ሕጊን ጉዳያት ፍትሒን ዝጠመተ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ኣይተ ኣለምኣንተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ለውጢ ካብ ዝጅመሩ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተፈፀሙ ኣረዲኦም።

ኣብቲ ዓውዲ ነዝፍፀሙ ስራሕቲ ኣሜሪካ ደገፍ ምግባራ አወን ኣፍሊጦም።

ራይመንድ ዱዳ ብግደኦም፥ ብኢትዮጵያ ንዝተገበሩ ምትሕብባራት አመስጊኖም።

ብትሕብብር ንምስራሕ ብኣሜሪካ ድልየት ከምዘሎ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬተያ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.