Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኣፍሪካ ሎርድ ሃይበሪ ኮሊንስ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ብምድሃብ ዕውት ምይይጥ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ኣይተ ኣሕመድ ኣብቲ እዋን ዘተ መንግስቲ እናተግበሮ ዝርከብ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝምልከት ገለፃ ፃገበሩ እንትኾኑ ያደረጉ ሲሆን÷ እቲ መመሓየሺ ዕዉት ንምግባር ዘላቒ ሓገዝ ኣብ ዘድልዮም ጉዳያት ኣብሪሆም።

ሎርድ ኮሊንስ ብግደኦም ኣፈፃፅማ እቲ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ከምዝነኣዱ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር ኣመልኪቱ።

ሃገሮም ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕል እውን ኣረጋጊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.