Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ አሕመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብን ሱልጣን ኣል-መርሻድን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ፈንድን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ብፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝሕገዙ ኣብታ ሃገር እናተሃነፁ ዝርከቡ ነባራትን ኣብ ቀፃሊ ክስርሑ ዝተሓሰቡ ፕሮጀክታትን ትኹረት ብምግባር መኺሮም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.