Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ 650 ሄክታር መሬት ብክላስተር እናለምዐ ዝርከብ ዝራእቲ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ 650 ሄክታር መሬት ብክላስተር እናለምዐ ዝርከብ ዝራእቲ ስርናይ፣ ቦቆሎን ኣዳጉራን ጎብኒዮም።

ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ከም ኦሮሚያ ንምልማዕ ካብ ሞንጎ ዝተተለመ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ክሳብ ሕዚ 6 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር ዝራእቲ ከምዝተሸፈነ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ተዛሪቦም፡፡

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድኻም ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን እናካየዱዎ ዝርከቡ ተግባር ሕብረተሰብ ካብ ምምካት ጎና ጎኒ ስራሕቲ ልምዓቱ እናሳለጠ ፍርያታውነቱ ንምዕባይ ብጥምረት ክሰርሕ ከምዝግበኦ ኣገንዚቦም፡፡

መንግስቲ ሉኣላውነት ሃገር ንምኽባር ግብረ ራዕዳውያን ብምድምሳስ ስራሕቲ ልምዓቱ ንምቕፃል ብቖራፅነት ክሰርሕ ኢዩ ምባሎም ኦቢኤን ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.