Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ  ሚሊየናት ዝተሳተፉሉ  በዓል ሆራ ኣርሰዴ   ብሰላምን ዝተረጋገዐን መልክዑ ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ምዝዛሙ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣2014 (ኤፍ ቢሲ)  ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ  ሚሊየናት ዝተሳተፉሉ  በዓል ሆራ ኣርሰዴ   ብሰላምን ዝተረጋገዐን መልክዑ ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ምዝዛሙ ኣፍሊጦም።

ኣይተ ሽመልስ እቲ በዓል ብሰላም ምዝዛሙ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቦታ መኽበሪ ኢሬቻ ናይ ዕርቀ ሰላም፣ ፍቕሪን ይቕሬታን ቦታ እንበር መድረኽ ፅልእን ፖለቲካን ከምዘይኮነ ህዝቢ ኦሮሞ ብሓባር ኣመስኪሩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.