Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ሰናይ ትምኒቶም እንኳዕ ኣብጸሐኩም ማለት፤ ተፈጥሯዊ ባህሪ ደቂ ሰባት እንተኾነ እውን ብምኽንያት መለወጢ ሓዱሽ ዓመት ብምግባር ኣብ ሕድሕድና ዝነበር መግለፂ ሰናይ ትምኒት ዝኾኑ መልእኽታት ግና ዓብይ ትርጉም ኣለዎ ኢሎም።

ኣብ ሕድሕድ ህይወትና ውሽጢ እነተኣናግዶ ሓዘንን ሓጐስን፣ ዓወትና ፈተና፣ ዕውትነትን ውድቀትን ኣብ ከይዲ ቦታን ግዘን ይውሰን እውን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%
5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.