Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም።

ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐዚ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91 ሰባት ድማ ካብ መንበሪ ገዝኦም ምምዝባሎም ይዝከር።

በዚ ፀገም ዝተጎድኡ ወገናት ንምድጋፍ ኣብታ ዞባ ወረዳ ቁጫ ቀበሌ ዳና ዝተሃነፁ 221 ኣባይቲ ሎሚ ብርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳው ምምራቖም ተገሊፁ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ላዕለዎት ሓለፍቲ ክልል ደቡብን ዞባ ጋሞን ምርካቦም ካብ ኮሙኒኬሽ እታ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.