Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ጋዘኢ ባንኪ ጣልያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ጋዘኢ ባንኪ ጣልያን ፒዬሮ ሲፖሎንጋር ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ እዋን ፅድያ 2023 ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓምን ዝተገበረ ኢዩ፡፡

ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ፥ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉ ኣሰራርሓታት ንምድንፋዕ ባንኪ ጣሊያን ንብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ስርዓት ክፍሊት፣ ማይክሮን ስታስቲክስነ ሓገዝ ቴክኒክ ንምግባር ኣብ ዝኽእሉሉ ጉዳያት ተስማዕሚዖም።

ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ፥ ትማሊ እውን ምስ ገዛእቲ ማእኸላዊ ባንኪታት ኬንያ፣ ዛምቢያ፣ ሞዛምቢክን ዩጋንዳን ከምዝተዛተዩ ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.