Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ምክትል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ምክትል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተገበረ ናይ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢሉእውን ብሄራዊ ባንኪ ዝገብሮም ዘሎ መመሓየሺታት ገንዘብን ፋይናንሻል ሴክተርን ዝጠመተ ልዝብ ገይሮም።

ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝፀንሐ ከልቲኣዊ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ምዝታዮም ኣብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.