Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው 30 ሺሕ ብር ውሕስና ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢሮሚያ ምብራቕ ምድብ መጋባእያ ገበን፥ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው 30 ሺሕ ብር ውሕስና ብምትሓዝ ንክወፅኡ ኣዚዙ።

እቲ ቤት ፍርዲ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ዘመሓየሾ ካልኣይ ክሲ ኣይተ ልደቱ ዘቕረብዎ ሕቶ ዋሕስ ተቐቢሉ።

ብመሰረት እዚ ዝተመሓየሸ ክሲ ውሕስና ኣይኽልክልን ብምባል ኢዩ እተሪ ውሕስና ፈቒዱ።

ብታሪክ ኣዱኛ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.