Fana: At a Speed of Life!

ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ።

ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ ብሪና ዘቲየን።

ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለዎ ተዛሪበን።

ኣምባሳደር ኒኮላ ብሪና ብግደአን፥ መንግስተን ነዚ ደገፍ ከምዝገብር ኣብሪሀን።

ብተወሳኺ ምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ፆታ መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ ንምክልኻልን ዝግበር ደገፍ ምስቲ ሚኒስቴር ብምውዳድ ከምዝስራሕ ኣረጋጊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.