Fana: At a Speed of Life!

ኣዘርባጃን ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዘርባጃን ትማሊ ኣብ ካዛኪስታን ብሰንኪ ዝተፈጠረ ምሕምሻሽ ነፋሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ።

በቲ ሓደጋ 62 ተሳፈርቲን 5 ሰራሕተኛታትን ዝፀዓነት ነፋሪት ኣብ ካዛኪስታን ጥቓ ከተማ ኣክታው ምሕምሻሻ ይዝከር።

ኢምብሬር 190 ዝብል ቁፅሪ በረራ ጄ2-8243 ንብረትነታ ናይ መገዲ ኣየር ኣዘርባጃን ዝኾነት ነፋሪት ኣብ ሩሲያ ቺቺኒያ ካብ ባኩ ናብ ግሮዝኒ ትበርር ከምዝነበረት ተገሊፁ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.