Fana: At a Speed of Life!

ኣኽባሪ ሕጊን ፖሊስን ዝተዋደደ ኣሰራርሐኦም ከጎልብቱ ይግባእ-ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኽባሪ ሕጊን ፖሊስን ዝተዋደደ ኣሰራርሐኦም ከጎልብቱ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ገሊፆም።

ትካላት ኣኽባሪ ሕጊን ፖሊስን በበይኖም ዝሰርሕዎ ተግባራት ዘሎ እኳ እንተኾነ፥ ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብምትሕብባርን ብምውዳድን ምንቅስቓስ ንክከኣል ቀዋሚ መድረክ ብምፍጣር ምርመራ ገበንን ዘጥፍኡ ናይ ምቕፃዕን ተግባር ኣፈፃፅማ እናጎልበተ ንክኸይድ ምስራሕ ከምዘድሊ ገሊፆም።

ብፍላይ ኣብ ዘጋጥሙ ፀገማት ብዕምቆት በምዝታይ ኣንፈታት መፍትሒ ብምቕማጥ ተግባር ምምሕዳር ፈትሒ ገበን ናብ ዝሓሸ በርኪ ነክበፅሕ ምስራሕ ይግባእ ምባሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.