Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ባይቶወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዘለውሉ ይካየድ ኣሎ።

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምድሃብ ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.