Fana: At a Speed of Life!

ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ዓብዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ከምዝዓበየ ተገሊፁ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ብመርሃ ግብሪታት ”ኤሮስፔስ” ን እንግዶትን ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ምጅማሩ ካብቲ  ኣቪየሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ትካል፥ ብስልጠናታት ኣብራሪነት፣ ፅገና ኣውሮፕላን፣ ሽይጣት ትኬት ጉዕዞ ጉዞን ኣገልግሎትን ከምኡውን ካልኦት ስልጠናታት እንትህብ ምፅንሑ ይዝከር።

ናብ ዩንቨርስትነት ምስ ዓበየ ድማ ብመርሃ ግብሪ ዲግሪ፥ ብኤሮኖቲካል ምህንድስና ፣ ፅገና ኣውሮፕላንን ምኅንድስናን፣ ምምሕዳር በረራ ብባችለር ሳይንስ የሰልጥን ከምዝነበረ ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.