Fana: At a Speed of Life!

ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ንዲፕሎማታት መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማን ተግባርን ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ።

ርእሰ ኣካዳሚ እቲ ማእኸል ዛዲግ ኣብርሃ፥ እቲ ኣካዳሚ ንኣፍሪካዊያን ስልጠናታት ህንፀት ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ቀፃሊ እቲ ኣካዳሚ ንምጥንኻርን ምስ ካልኦት ትካላት ብምትሕብባር ንምስራሕን ደልዊ ከምዘኾነ ተዛሪቦም።

ብፍላይ ምስ መፅናዕቲን ምርምርን ዝተዛመደ ልዑል ቆላሕታ ብምሃብ ከምዝስራሕ ሓቢሮም።

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ን9 ሺሕን 522 ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰልጠና ከምዝተውሃበ ገሊፆም።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.