Fana: At a Speed of Life!

ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርአያ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተርኪ ዘቲዮም  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርአያ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተርኪ ዘቲዮም።

እቲ ኤምባሲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘስፈሮ መልእኽቲ፥ እቶም ተዛተይቲ ኣብ ክሊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ተላዚቦም ኢሉ።

ብፍላይ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ህወሓትን ዘላቒ ጎንፂ ንምውጋድ ዘኽአል ስምምዕ ምኽታሞም እቲ ኮሚሸን ኣብ ዝገብሮ ኣሳታፊ ሃገራዊ ዘተን በዝምልከት ምዝታዮም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.