Fana: At a Speed of Life!

ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ማሕበራት ዳያስፖራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ዳያስፖራን ብምውዳድ ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ።

ኣብቲ ምድላው ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣታዊኡ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ንዝበፅሖምን ወገናት ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

ECNAS፣ GETFACTet፣ AEPACን GLEAN ነቲ መርሃ ግብሪ ኣሰናዲኦምዎ፡፡

ኣብቲ ዓቢዩ መርሃ ግሪ እንግዶት ድራር ብጉጅለ ይኹ ብውልቀ ንምስታፍ ኣብ መርበብ ሓሬታ eyezonethiopia.com ብምእታው ትኬት ምግዛእ ከምዝኽእሉ ምግላፁ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.