Fana: At a Speed of Life!

ኣካል ቅድመ ምድላው በዓል ጥምቀት ዝኾነ ወፍሪ ፅሬት ኣብ ከተማ ጎንደር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ቅድመ ምድላው በዓል ጥምቀት ዝኾነን 20 ሺሕ ሰባት ተሳተፍቲ ዝገብርን ወፍሪ ፅሬት ኣብ ከተማ ጎንደር ተጀሚሩ።

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ጎንደር እንትኽበር ፅርይቲን ፅብቕቲን ከተማ ንምግባር ዝዓለመ ወፍሪ ክዝኾነ ዝገለፁ ተቀዳሚ ምክትል ክንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣይተ ዘውዱ ማለደ፥ እዚ ድማ ናብ ጎንደር ዝመፅኡ ኣጋይሽ ንምቕባልን ንምትእንጋድን ዝግበር ምንቅስቓስ ሓደ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ።

ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ወራር ብዓወት እናተዋፀአት ኣብ ትርከበሉ እዋን ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒትር ተቐቢሎም ናብ ሃገሮም ኢሉ እውን በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ጎንደር ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ብፅቡቕ ኩነታት ንምትእንጋድ ምድላው እናተገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ብኤልያስ ኣንሙት

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.