Fana: At a Speed of Life!

ኣካላት ፍትሒ ገለልተኛ ብምዃን ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት ፍትሒ ካብ ኢድ ኣእታዊነት ናፃን ገለልተኛን ብምዃን ብምስራሕ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም።

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እዚ ዓመት ሃገራዊ ትራንስፎርሜሽን ኣብያተ ፍርዲን ዓውደ ፍትሒን ይካየድ ኣሎ።

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ፥ሰርዓት ፍትሒን ናፃን ገለልተኛን ንክኸውን ብምግባር ንምርግጋፅ ልዕልነት ሕጊ፣ ምንጋስ ፍትሒ፣ ሰላምን ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ውሑስ ምግባር ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.