Fana: At a Speed of Life!

 “ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ” ብዝብል ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ጉያ ኣብ ሶዶ ከተማ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)  “ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ” ብዝብል ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ጉያ ኣብ ሶዶ ከተማ ተኻይዱ።

ናይ ደቡብ ክልል ስፖርት ኮሚሽን ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ብሩ ቡናሮ፥ ዕላማ እቲ ጉያ ሃገርና ካብ ሓያላን ሃገራት ወፃኢ ካብ ውሽጢ ድማ ከሓድቲ ኢትዮጵያ ዝበፅሓ ዘሎ ፅዕንቶ ምቅዋምን ናይ ኣቦታትና ታሪክ ንምድጋምን ዶብና ንምኽባርን ዝወፈረ ናይ ሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ንምድጋፍ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።

እቶም ምክትል ኮሚሽነር ብተወሳኺ ኣብ ኩሎም ከተማታት እቲ ክልል ተመሳሰልቲ ሰልፍታት ዝቕፅል ከምዝኾነን ሰላም ንምኽባር ዝቖረፁ ዜጋታት ምህላዎም ኩርዓት ከምዝስመዖም ገሊፆም።

ብመለሰ ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.