Fana: At a Speed of Life!

ኣቶ እርስቱ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ዓበይቲ ዓዲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ መምሕዳር ክልል ደቡብ ኣቶ እርስቱ ይርዳው ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ዓበይቲ ዓዲን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ሆሳእና ተዛቲዮም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋጤ ስርሞሎን ሓላፊ ፖለቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ስንታየሁ ወልደሚካኤል እውን ተረኺቦም።

ኣመራርሓታት እቲ ክልል ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ልዝብ ብምግባር ኣንፈታት ከቕምጡ ኢዮም ዝብል ትፅት ከምዘሎ ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.