Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ ሃገሩ ንምድሓን ናብ ግምባር ክወፍር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተኸቲሉ ሃገሩ ንምድሓን ናብ ግምባር ክወፍር ምውሳኑ ኣፍሊጡ፡፡
ውሳነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስቴር ልክዕ እዩ ዝበለ ኣትሌት ፈይሳ ኣብዚ ሀዚ ስዓት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዘንፀላለወ ፀገም ልክዕ ኣቦታትና ኣብ ዓድዋ ከምዝገበርዎ ኣነ ውን ናብ ግምባር ከይደ ካባይ ዝድለ ኩሉ ክገብር እየ ምባሉ ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
 
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
 
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
 
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
 
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
 
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.