Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፓሪሱ ኦሊምፒክ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ።

እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት ሰዓት 2፡35 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣቲ ርሕቐት ብሰለስተ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌታት ተወኪላ ኣላ።

ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ክዕወታ ይኽእላ ኢየን ዝብል ልዑል ግምት ኣሎ።

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ ክሳብ ሐዚ ብዘሎ ውፅኢት ከልተ ሜዳሊያ ብሩር ብምርካብ መበል 57 ደረጃ ሒዛ ኣላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.