Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ኣየርላንድ ኣንትሪም ኮስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ።

ኣትሌት ያለምዘርፍ 1:03.43 ብዝኾነ ውፅኢት ብምእታው ኢያ ክብረ ወሰን ናይቲ ርሕቐት ክትሕዝ ክኢላ ዘላ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ቅድሚ ሕዚ ብኬንያዊት ኣትሌት ሩት ቼፕንጌቲች ተታሒዙ ዝነበረ ክብረ ወሰን ብ19 ሰኮንድ ክተመሓይሽ ምኽላ ተሓቢሩ፡፡

ብደቂ ተባዕቲዮ ተመሳሳሊ ውድድር ኣትሌት ጀማል ይመር 1 : 29 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ከምዝተዓወተ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.