Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ኣበጀ ኣያና ኣብ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ኣበጀ ኣያና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊቱ።

ኣትሌት ኣበጀ ነቲ ውድድር ብ2 ሰዓት 7 ደቒቕን 14 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ።

ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ጉዬ ኣዶላ፥ 2 ሰዓት 7 ደቒቕን 35 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ብምዃን ውድድሩ ከምዝዛመ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡

ኬንያዊ ኣትሌት ጆስፋት ቦይት ሳልሳይ ደረጃ ብመሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.