Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ክዕወት ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ኒውዮርክ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ክዕወት ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኣትሌት ታምራት ኣብ 2023 ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ኒውዮርክ ክብረ ወሰን ብብሕያሽ ምዕዋቱ ይዝከር።

ኣብቲ ውድድር ሐዚ አወን ሓዱሽ ክብረወሰን ንምምዝጋብ ከምዝጎዪ ገሊፁ።

ካብ 1970 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ማራቶን ኒውዮርክ ሎሚ ዘበን እውን 3 ሕዳር 2024 ከምዝካየድ ሬውተርስ ፀብፂቡ።

ልዕሊ 10 ሺሕ ሰባት ኣብቲ ውድድር ከምዝሳተፉ ድማ ገሊፁ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.