Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ ከምዝተሓረየ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኢትዮጵያን ኬኒያን ከልተ ኣትሌታት ብምሕራይ ቀዳሞት ኮይነን ኢሉ።

ኣትሌት ቀነኒሳ ድማ ፈላማይ ደረጃ ከምዝሓዘ ገሊፁ።

ኬንያዊ ኤሉድ ኪፕቾጌ ካልኣይ ደረጃ ምሓዙ ኣብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.