ኣትሌት ሻለቃ ሃይሌ ገ/ስላሴ ኣብ ኣምሓራ ክልል ንዝተፈናቀሉ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሻለቃ ሃይሌ ገ/ስላሴ ኣብ ኣምሓራ ክልል ብዝተፈፀመ ወረራ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቀሉ ዜጋታት 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ምግቢ ድጋፍ ገይሩ።
ኣብ ኮምቦልቻ ከተማ ብምርካብ ብስም “ሃይሌን ዓለምን ኢንተርናሽናል ሃላፊነቱ የተወሰነ የግል ማህበር” ድጋፉ ሂቡ።
ለተፈናቃዮቹ የተደረገው ድጋፍም 500 ኩንታል ዱቄት እና 2 ሺህ 500 ሊትር ዘይት ነው።
ንተፈናቐልቲ ዝገበሮ ድጋፍ 500 ኩንታል ሕሩጭን 2 ሺሕን 500 ሊትሮ ዘይቲን ኢዩ።
ብተወሳኺ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ኣብ ክልል ዓፋር ድጋፍ ከምዝገበር ገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።