Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ካዛኪስታን፣ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ናይዚ ዓመት ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ።

እቲ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ7 ደቒቓን 33 ሴኮንድን 85 ማይክሮ ሴኮንድን ብምእታው ከምዝተዓወተ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.