Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፣ ቢንያም መሓሪ፣ ኣዲሱ ይሁኔን ብውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ናብ ፍፃመ በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰዓት 6፡10 ኣብ ዝተኻየደ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ምፅራይ 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፣ ቢንያም መሓሪ፣ ኣዲሱ ይሁኔን ናብ ፍፃመ በፂሖም
 
ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብቲ ዝተኻየደ ምፅራይ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ካልኣይ ደረጃ፣ ቢንያም መሓሪን ኣዲሱ ይሁኔን ድማ ብቕደም ሰዓብ ኣብ ምድቦም ካልኣይን ሻምናይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.