Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ 4ይ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ 4ይ ተኸታታሊ ስዕርት ኣተኣናጊዳ፡፡

ሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ምስ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ዝተራኸበት ጋንታ ባህርዳር ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ፡፡

እቲ ውፅት ስዒቡ ድማ ተሳታፊት ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዝነበረት ጋንታ ባህርዳር ከተማ ኣብ ቅልውላው ውፅኢት ኣቲያ ትርከብ፡፡

ፀወታታት መበል 14 ሰሙን ፕሪሚርሊግ ኢትዮጵያ ዝቅፅሉ እንትኾኑ ካብ ምሸት ሰዓት 12 ጀሚረን ሃዋሳ ከተማን ሃምበሪቾ ዱራሜ እናተፃወታ ይርከባ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.