Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።

ሃዋሳ ከተማ ዘተዓወተትለን ሸቶት ዓሊ ሱሌማን ኣብ መበል 3ደቒቕን 48 ደቒቕን ኣመዝጊቡወን፡፡

መበል 30 ናይ መወዳእታ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል÷ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ጋንታታት ሃድያ ሆሳዕናን ኢትዮጵያ ቡናን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.