Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ምዕባለ ኣብ ገፀርን ከተማን ንክስፋሕፋሕ ኩሉ ሰብ ሕርሻ ኣካል፣ ሕርሻ ኣካል ዕለታዊ ናብራ ምዃኑ ክግንዘብ ኣለዎ ኢሎም።

ማይ፣ መሬት፣ ጉልበት ብምጥቃም ከመይ ፍሪያት ምስሳን ከምዝከኣል ምሕሳብ ከምዝግባእ እውን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.