ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ።
ናይቲ ማእኸል ዋና አዛዚ ኮሎኔል ዋለልኝ ታደሰ÷ ብዓብዪ ሞራልን ወነን እምቢ ንሃገረይ ኢሎም ሃገሮም ብቅንዕናን ተኣማንነትን ንምጉልባት ክቡር ዝኾነ ናይ ውትድርና ሙያ ንምሕዋስ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ሃገርና ጫፍ ብምክታቶም ምስጋና ኣቅሪቦም።
ሽብርተኛ ናይ ጁንታ ጉጅለ ንምድምሳስ ኣብቲ መሰልጠኒ ማእኸል ዝወሃቡ ወታደራዊ ስልጠናታትን ወታደራዊ ሳይንሳትን ምስ ፍልጠት ብምድማር ስልጠናኹም ብዝግባእ ኩነታት ብምጥንቓቕ ሃገር ካባኹም እትደሊዮ ኩሉ ኣማሊእኹም ምግልጋል ትፅቢት ይግበረልኩም ምባሎም ካብ መከላከያ ሰራዊት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።