Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡

ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡

ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ ሆቶ ኣብ መበል 88 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡

ኣብዚ ምድብ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታ ማሊን ደቡብ ኣፍሪካን ምሸት ሰዓት 5 ዘካየደኦ ፀወታ÷ ማሊ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።

ትራኦሬን ሲናዮኮን ማሊ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.