Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ክሮሺያን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣብ ሃገራዊያን ጋንታታት ሞሮኮን ክሮሺያን ማዕረ ተፈላሊየን።

ሰዓት ሸውዓተ ኣብ ዝጀመረ ፀወታ ክልቲአን ሃገራት 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ።

ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራት ቤልጂምን ካናዳን ምሸት ሰዓት 4 ክራኸባ ኢየን።

ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ጀርመንን ጃፓንን ሰዓት 10 ከምኡ እውን ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ስፔንን ኮስታሪካን ሰዓት 1 ዝገብረኦም ፀወታታት ትፅቢት ይግበረሎም።

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.