Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ድሬዳዋ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ድሬዳዋ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።
ኣብቶም ጣቢታት ንምርጫ ዘገልገሉ ናውቲታትን ዝተቖፀሩ ድምፂታት ወረቐትን ብሳፁን ብምዕሻግ ናብ ክልል ምርጫ ይጎዓዓዙ ኣለዉ።
ብተሾመ ሃይሉ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.