Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ደብረማርቆስ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ደብረማርቆስ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተዓዘቦም ጣቢያታት ምርጫ እቲ ቆፀራ ትማሊ ምሸት ዝተገበረ እንትኸውን፥ ውፅኢቱ ድማ ዕላዊ ይኸውን ኣሎ።

ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።

ብኣወል ኣበራ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.