Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ዝበላ ፈተውቲ

ንኢትዮጵያ ምድጋፍ እምበር ኣብ ውሽጣወዊ ጉዳይ ኢድካ ምእታው ተቐባልነት የብሉን ክብላ ኣብ መድረኸ ዓለም ተኻቲዐናላ።

እተን ሃገራት ብዝኾነ ይኹን ሓገዝ የማናይ ኢዳ ከምዝኾና ኣረጋጊፀን ኢየን።

አይረሴዎቹ የችግር ቀን ደራሾች ሲሉ ኢትዮጵያውያን በማወደስ አመስግነዋቸዋል

ኢትዮጵያውያን፥ ዘይርስዑ ኣብ ቁርፂ እዋን ዝበፅሑ ፈተውቲ ክብሉ ኣመስጊኖምወን።

ፈታዊ ኣብ እዋን ፈተና፣ ፀገም፣ ጭንቂ ኣለኹልካ ዝብል ኢዩ! ኬኒያ፣ ህንዲ፣ ቻይናን ሩሲያን ምስ ኢትዮጵያዊ ተወካሊ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሰ ግምባር ፈጢሮም ንዓለም ዘስደመመ ሓገዝ ገይሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.