Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጎረባብቲ ዞባታትን ወረዳታትን ክልላት ደቡብን ጋምቤላን ኣብ ልምዓትን ፀፅታን ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎረባብቲ ዞባታትን ወረዳታትን ክልላት ደቡብን ጋምቤላን ኣብ ሰላም፣ ልምዓትን ፀፅታን ጉዳያት ዘድሃበ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ተኻይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልቲአን ክልላትን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.