Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ወቅን ቆሪፁ ክኣቱ ዝነበረ ሓይሊ ፀላኢ ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕይሊ ፀላኢ ትማሊ ለይቲ 8 ግዘ መጥቃዕቲ ንምፍናው ይፈትን እበር ብወገን ጦር ተወቒዑ።

ናይ ወገን ጦር ብዝገበሮ ተጋድሎ ልዑል ዓወት ከምዝተጎናፀፈ ተሓቢሩ።

ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ፀላኢ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ምዉትን ምሩኽን ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ፡፡

ፀላኢ ዝነበሮ መሳርሒ እውን ኣብ ኢድ ወገን ኣትዩ ክብል ኢብኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.