Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝዕፀዉ መገዲታት እታ ከተማን ተለወጥቲ መስመራትን ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝዕፀዉ መገዲታት እታ ከተማን ተለወጥቲ መስመራትን ዕላዊ ምግባሩ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ፡-

  • ካብ ኣዋሬ ብጥይት ቤት ናብ ፓርላማ ከምኡ እውን ካብ ቡልጋሪያ ናብ ሕብረት ኣፍሪካ ህብረት ዝወስዱ መገዲታት ብክልቲኡ ኣንፈት ተሳተፍቲ እቲ ኣኼባ ንጉሆ ናብ ኣኼባ፣ ንምሳሕን ድሕሪ ሰዓት ብ ኣኼባ እንትወፅኡ እቶም መገዲታት ንተሸከርከርቲ ከምዝዕፀዉ ተገሊፁ።

ኣጋይሽ ንዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዓጀባ እንትወፅኡ ኣብ ዝንቀሳቐሱሉ እዋን ንኣጋይሽ ቅድሚት ብመሃብ ንስራሕቲ ዓጀባ መገዲ እንትዕፆ ንተሸከርከርቲ ክፍቲ ክሳብ ዝኸውን ኣድላዪ ምትሕብባር ንኽገብሩ እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፃውዒት ብምቕራብ እቲ ጉባኤ ተጀምሮ ክሳብ ዝዛዘም ድማ፡-

  • ካብ ፓርላማ መብራት- ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ – መስቀል ኣደባባይ ፍላሚንጎ – ኦምሎፒያ – ወሎ ሰፈር – ጃፓን ኤምባሲ -ፍሬንድ ሺፕ -ቦሌ ቀለበት መንገድ – ኤርፖርት
  • ካብ ፓርላማ መብራት ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ – ብብሄራዊ ቤተ – መንግስቲ – ብፍልውሃ – ብብሄራዊ ቲያትር- ሜክሲኮ ኣደባባይ – ከባቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ፡-
  • ካብ ፓርላማ መብራት – ብሔራዊ ቤተ-መንግስቲ – ፓርክ ወዳጅነት ፓርክ – ቤት ሕትመት ንግዲ – ሞናርክ ሆቴል – ቴዎድሮስ ኣደባባይ- ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ – ኢትዮጵያ ቴሌቪዥን – ብሔራዊ ቴአትር -ሜክሲኮ ኣደባባይ – ሕብረት ኣፍሪካ
  • ካብ ፓርላማ መብራት – ሆቴል ሸራተን ቁልቁለትን – ፍልውሃን ኣምባሳደር ቲያአትርን ከባቢኡን፦
  • ካብ ቤት ምኽ ንግዲ ጀሚሩ ብኤምባሲ ሱዳን- ዋና በሪ ሕብረት ኣፍሪካ – ክሳብ ሳርቤት ብልቲኡ ኣንፈት ካብ ዓርቢ 27 ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀምሮ ኣጋይሽ ተጠቓሊሎ ክሳብ ዝምለሱ የማን ፀጋምን ብክልቲኡ ኣንፈት ንሓፂር ይኹን ነዊሕ እዋን ተሸከርከርቲ ጠጠው ኣቢልካ ምኻድ ፍፁም ዝተኸልከለ ኢ ተባሂሉ።
  • ካብ ጦር ሃይሎች – ናብ ሜክሲኮ ኣደባባይ ንዝመፅኡ ተሽከርከርቲ፦
  • ብኮካ-ኮላ ድልድል – ብኣብነት ተ/ኃይማኖት ወይ ድማ ብሞላ ማሩ ጌጃ ሰፈር – ጎማ ቁጠባ
  • ካብ ሳር ቤት ናብ ሜክሲኮ መንዝመፅኡ ፡- ሳር ቤት- ካርል ኣደባባይ – ብልደታ ገይሮም ናብ መርካቶን ጎማ ቁጠባን
  • ተጠቀምቲ መገዲ ቦሌ ፦
  • ብኣትላስ – ዘሪሁን ህንፃ- ሲግናል
  • ቀለበት መንገዲ – ቦሌ ሚካኤል – ሃኪም ማሞ – ናብ ጎተራ
  • ቀለበት መንገዲ – መገናኛ ዲያስፖራ ኣደባባይ – እንግሊዝ ኤምባሲ
  • ቀለበት መንገዲ – መገናኛ – ዓድዋ ጎደና – ኣዋሬ – ቤልኤር
  • ብድሕሪ ፍላሚንጎ ደንበል መስቀል ፍላወር ክጥቀሙ ከምዝኽእሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ድሕንነትን ምፍላጡ ካብ ፖሊ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.