Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላትን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላትን ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም(ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ መራሕቲ 34 ሃገራት ኣፍሪካ፣ መራሕቲ ዓለም ለኸን ቀጣናዊን ትካላት ክሳተፉ ኢዮም ኢሎም።

ዝሳተፋ ሃገራትን ትካላትን ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት ቁፅሮም ክውስኽ ከምዝኽእል እወን ሓቢሮም።

ብፍሬሕይወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.