Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን በቲ ፍርስራስ ዝተፀቐጡ ሰበት በህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ይሰርሑ ኣለዉ ተባሂሉ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ብዙሕ ጉድኣት ከምዘስዓበ ተዛሪቦም።

ሰራዊት ጃፓን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ሰባት፥ ምግቢ፣ ማይን ኮበርታን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ እታዎታት የቕርብ ከምዘሎ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.