Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 132 ኪሎ ቮልት ልዑል ሓይሊ ተሸካሚ መስመር ብዘጋጠመ ብልሽት ምኽኒያት ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ።

እቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሎሚ ሰዓት 5፡30 ቅድሚ ቀትሪ ከምዘጋጠመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብቶም ዝተገለፁ ከባቢታት ዝርከቡ ዓማዊል እቲ ኣገልግሎት ዳግም ክሳብ ዝምለስ ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ሓቲቱ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.