Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ጋንታ ባርሴሎና ምስ ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጄርማ ተራኺበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እዚ፦

  • ባርሴሎና ምስ ፓሪስ ሴንት ዤርሜን
  • ቦርሺያ ሞንቼግላድባህ ምስ ማንቸስተር ሲቴ
  • ላዚዮ ምስ ባየርን ሙኒክ
  • ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቼልሲ
  • ኣርቢ ሌብዢግ ምስ ሊቨርፑል
  • ፖርቶ ምስ ጁቬንቱስ
  • ሲቪያ ምስ ቦርሲያ ደርትሙንድ
  • ከምኡ እውን ኣታላንታ ምስ ሪያል ማድሪድ ተራኺበን

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.