Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ልኡኽቶ ምኅባር ሰላም ንዝተዋፈሩ ኣመራርሓታት ፖሊስ ክልልን ፌደራልን ሜዳሊያ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንሓደ ዓመት ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ንዝተዋፈሩ ኣመራርሓታት ፖሊስ ክልልን ፌደራልን ንዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም።

እቲ ሜዳሊያ ዝሃቡ ሓጋዚ ኮሚሽነር መኮንን ኣሻግሬን ሓጋዚ ኮሚሽነር ፋሲል ኣሻግሬን ከምዝኾኑ ካብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

“እቶም ኣመራርሓታት ኣኽባሪ ሰላም ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተመደቡሉ ወፍሪ ቦታታት ሓላፍነቶም ብብቕዓት ብምውፃእ ዘኹርዕ ተግባር ብምፍፃሞም ክምስገኑ ይግባእ” ኢሎም እቶም ሓገዝቲ ኮሚሽነራት።

እዚ ተግባር ንሃገር ይኹን ነቲ ትካል ዓቢዪ ክብሪን ኩርዓትን ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.