ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ኣውሮፕላን 20 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ግዝኣት ዩኒቲ ንኡሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 20 ሰባት ህይቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እታ ኣውሮፕላን ካብታ ግዝኣት ተበጊሳ ናብ ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ እናምረሐት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ሓላፊ ኮሙኒኬሽን ግዝኣት ዩኒቱ ጋትዌች ባይፓል ምግላፆም ሬውተርስ ፀብፂቡ።