Fana: At a Speed of Life!

ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ መዓስከር ስደተኛታት ብዝበፅሐ ባርዕ ሓዊ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ መዓስከር ስደተኛታት ብዝበፅሐ ባርዕ ሓዊ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

በቲ ባርዕ ሓዊ ካብ ዝሞቱ ብተወሳኺ ልዕሊ 170 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።

ፍልፍል፦ ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.